ናብ’ዚ ገጽ መርበብ እንቋዕ ብደሓን መጻእካ። ኣብ’ዚ፡ ብዛዕባ ኮሮና ቫየርስ ዘድሊ መብርሂ ክህበካ እየ። ክትገብሮን ከይትገብሮን ትኽእል ነገራት ኣየኖት ምዃኖም ክነግረካ እየ። ብኸም’ዚ ኣገባብ ድማ፡ ንስኻ ኮነ ካልኦት ሰባት፡ በቲ ሕማም ከምዘይትልከፉ ክትገብር ትኽእል። ትግርኛNederlandsالعربيةбългарскиEnglishفارسیFryskPolskiدریRomânăРусскийSoomaaliTürkçeукраїнський ኮሮና ቫየርስ ቡስተር ሓበሬታ: ልክዕ ወይ ዘይልክዕ ደ ኮሮና ቸክ አፕ ናይ ኮሮና መረጋገጺ ኣብ ግዜ ኮሮና ዝወሃብ ክንክን ጥዕና